እምነት
14 ፍቕድታት11ትግርኛዳዊ 118:6
6እግዚኣብሄር ኣብ ጎነይ እዩ። ኣይፈርህን እየ፡ ሰብ እንታይ ክገብረለይ ይኽእል?
ዳዊ 118:9
9ካብ ኣብ መሳፍንቲ ምውካል ኣብ እግዚኣብሄር ምውካል ይሓይሽ።
ምሳ 21:31
31ፈረስ ንመዓልቲ ውግእ ተዳልዩ እዩ፣ ድሕነት ግና ካብ እግዚኣብሄር እዩ።
ማቴ 17:20
20የሱስ ድማ፡ ብዘይምእማንኩም፤ ብሓቂ እብለኩም ኣሎኹ፡ እምነት ከም ፍረ ኣድሪ እንተ ኣልዩኩም፡ ነዚ እምባ እዚ፡ ካብዚ ናብዚ ቦታ ኪዱ፤ ይእለ ድማ፤ ዘይከኣል ድማ የልቦን።
ማር 9:23
23የሱስ ከኣ፡ ክትኣምን እንተ ኽኢልካ፡ ነቲ ዚኣምን ኵሉ ይከኣሎ እዩ።
ሉቃ 17:5-6
ሮሜ 1:17
17ጽድቂ ኣምላኽ ብእኡ ኻብ እምነት ናብ እምነት ይግለጽ፡ ከምቲ ጽሑፍ፡ ጻድቕ ብእምነት ኪነብር እዩ።
ሮሜ 16:25-26
ገላ 5:22-23
ዕብ 11:1
1እምነት ግና ርግጸኝነት ናይቲ ተስፋ ዝግበረሉ ነገር፡ መርትዖ ናይቲ ዘይተራእየ ነገር እዩ።
1ኛ ዮሐ 5:4
4ካብ ኣምላኽ እተወልደ ዅሉ ንዓለም ይስዕራ እዩ እሞ፡ እቲ ንዓለም ዚስዕራ ዓወት እዚ እዩ፡ ማለት እምነትና እዩ።