ጽባቐ
14 ፍቕድታት11ትግርኛ1ኛ ጴጥ 3:3-4
ምሳ 31:30
30ሞገስ መታለሊ እዩ፣ ጽባቐ ድማ ከንቱ እዩ። ንእግዚኣብሄር እትፈርህ ሰበይቲ ግና ክትምስገን እያ።
ኢሳ 60:1
1ተንስእ፡ ብርሃን፤ ብርሃንኩም መጺኡ፡ ክብሪ እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ልዕሌኹም ይዓርግ ኣሎ።
1ኛ ሳሙ 16:7
7እግዚኣብሄር ግና ንሳሙኤል በሎ፦ ናብ ገጹ ዀነ ናብ ቍመት ቅርጹ ኣይትጠምት። ኣነ ነጺገዮ እየ እሞ፤ እግዚኣብሄር ከምቲ ሰብ ዝርእዮ ኣይርእዮን እዩ እሞ፤ ሰብ ግዳማዊ መልክዕ ይርኢ፡ እግዚኣብሄር ግና ንልቢ ይርኢ።
ዳዊ 139:13-14
1ኛ ጢሞ 2:9-10
2ኛ ቆሮ 4:16
16ስለዚ ኢና ዘይንደክም፤ ደጋዊ ሰብና እኳ እንተ ጠፍአ፡ እቲ ውሽጣዊ ሰብ ግና ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ይሕደስ።
ኢሳ 40:8
8ሳዕሪ ይነቅጽ፡ ዕምባባ ይነቅጽ፡ ቃል ኣምላኽና ግና ንዘለኣለም ኪጸንዕ እዩ።
ማቴ 6:25
25ስለዚ እብለኩም ኣለኹ፡ ብዛዕባ ህይወትኩም፡ እንታይ ከም እትበልዑን እንታይ ከም እትሰትዩን ኣይትጨነቑ። ነቲ ክትለብሶ ዘለካ ስጋኻ እውን ኣይኰነን። ካብ ስጋ ሂወት ካብ ክዳን ስጋ ኣይበልጽን ድዩ?
ኤፌ 2:10
10ንሕና ብክርስቶስ የሱስ ብክርስቶስ የሱስ ብእኡ ምእንቲ ኽንመላለስ ኣቐዲሙ ዝመደቦ ሰናይ ግብሪ ኢና እተፈጠርና እሞ፡ ዕዮ ኢዱ ኢና።
ዘፍ 1:27
27ኣምላኽ ንሰብ ብመልክዑ ፈጠሮ፡ ብመልክዕ ኣምላኽ ድማ ፈጠሮ። ተባዕታይን ኣንስተይትን ፈጠሮም።