ጸጋ
19 ፍቕድታት9ትግርኛዮሐ 1:16-17
ሐሥ 15:10-11
ሮሜ 11:5-6
1ኛ ቆሮ 15:10
10ኣነ ግና ብጸጋ ኣምላኽ ከምቲ ዝዀንኩ እየ፣ እቲ ዘርኣየኒ ጸጋ ድማ ንኸንቱ ኣይነበረን። ግናኸ እቲ ምሳይ ዘሎ ጸጋ ኣምላኽ ደኣ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን፡ ካብ ኵላቶም ብብዝሒ ደኺመ እየ።
ኤፌ 2:4-9
ኤፌ 4:7-8
ኤፌ 6:24
24ጸጋ ምስቶም ንጐይታና የሱስ ክርስቶስ ብቕንዕና ዘፍቅርዎ ዅሎም ይኹን። ኣሜን። (ንኤፌሶን ካብ ሮማ ዝተጻሕፈ፡ ብጢኪቆስ)።
ዕብ 12:28
28ስለዚ ዘይትናወጽ መንግስቲ ንቕበል፣ ጸጋ ይሃልወና፣ ብእኡ ኣቢልና ንኣምላኽ ብኣኽብሮትን ብፍርሃት ኣምላኽን ብጥዑም ከነገልግሎ ንኽእል።