ፍርዲ
18 ፍቕድታት9ትግርኛዘዳ 17:18-19
ዳዊ 9:7-9
ዳዊ 62:12
12ጐይታይ፡ ንዅሉ ሰብ ከም ግብሩ ስለ እትፈስሶ፡ ምሕረት ናትካ እዩ።
ምሳ 16:2
2ኵሉ መገድታት ሰብ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቱ ንጹህ እዩ። እግዚኣብሄር ግና ነቶም መናፍስቲ ይመዝኖም።
ምሳ 29:26
26ብዙሓት ሞገስ እቲ ገዛኢ ይደልዩ። ፍርዲ ኵሉ ግና ካብ እግዚኣብሄር እዩ ዚመጽእ።
መክ 3:15-17
መክ 12:12-14
ኢሳ 56:1
1እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ምድሓነይ ክመጽእ፡ ጽድቀይውን ክግለጽ ቀሪቡ እዩ እሞ፡ ፍትሒ ሓልዉ፡ ፍትሒውን ግበሩ።