መንፈስ ቅዱስ
15 ፍቕድታት9ትግርኛዳዊ 51:11-12
ኢሳ 63:10-11
ማቴ 3:11
11ብሓቂ ንንስሓ ብማይ እጠምቐኩም ኣለኹ። እቲ ብድሕረይ ዚመጽእ ግና ካባይ ይሕይል፣ ኣሳእኑ ኽጸውር ዘይበቅዕ። ብመንፈስ ቅዱስን ብሓውን ከጥምቐኩም እዩ።
ማቴ 28:19
19ሽዑ ኪድ ንዅሎም ኣህዛብ ምሃሮም፡ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን ድማ ኣጥመቖም።
ሉቃ 2:25-27
ሉቃ 11:13
13ንስኻትኩም እኩያት ንደቅኹም ጽቡቕ ውህበት ኽትህብዎም እንተ ፈሊጥኩም፡ ሰማያዊ ኣቦኹም ነቶም ናብኡ ዚጽልዩ መንፈስ ቅዱስ ክንደይ ኪህቦም እዩ፧
ዮሐ 7:38-39
ኤፌ 2:18
18ብእኡ ክልቴና ብሓደ መንፈስ ናብ ኣቦ ንበጽሕ ኣሎና።