ትንቢት ኢሳይያስ 12

TIG24ትግርኛ6 ፍቕድታት

1በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ እግዚኣብሄር፡ ከመስግነካ እደሊ ኣለኹ፡ ክትብል ኣለካ። ዋላ እኳ እንተ ተቖጢዕካኒ ሕርቃንካ ተመሊሱ ኣጸናንዓኒ።

2እንሆ፡ ኣምላኽ ምድሓነይ እዩ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓይለይን መዝሙረይን እዩ እሞ፡ ክውከል እምበር ኣይፈርህን እየ። ንሱ እውን ድሕነተይ ኰነ።

3ስለዚ ብሓጐስ ካብ ፈልፋሊ ድሕነት ማይ ክትሰድድ ኢኻ።

4በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣመስግንዎ፡ ስሙ ጸውዕ፡ ግብሩ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኣበስሩ፡ ስሙ ልዑል ምዃኑ ኣዘንቱ።

5ንኽብሪ እግዚኣብሄር ዘምሩ። ብሉጽ ነገር ገይሩ እዩ እሞ፡ ኣብ ብዘላ ምድሪ ይፍለጥ እዩ።

6ኣቱም ተቐማጢ ጽዮን፡ እቲ ኣብ ማእከልኩም ዘሎ ናይ እስራኤል ቅዱስ ዓብዪ እዩ እሞ፡ ጨድርን ተሓጐሱን።

ትርጓሜ

12:10-16 ወንጌል ብግህዶ ክስበኽ እንከሎ፡ ኣህዛብ ንክርስቶስ የሱስ ከም ጐይታኦምን መድሓኒቶምን ኪደልዩ፡ ነፍሶም ድማ ዕረፍቲ ኪረኽቡ እዮም። ኣምላኽ ንህዝቡ ንምድሓን ዝወሰኖ ግዜ ምስ ኣኸለ፡ ኣኽራን ተቓውሞ ኣብ ቅድሚኡ ጐልጐል ኪኾኑ እዮም። ኣምላኽ ጸልማት መዓልታት ብቕጽበት ናብ ክብሪ ዘለወን ኪቕይሮም ይኽእል እዩ። ንጐይታ፡ ነቶም ጥንታውያን ህዝቡ ኪእክቦምን ናብ ቤተ ክርስትያኑ ኪመልሶምን፡ ከምኡ እውን ምሉእ ቁጽሪ ኣህዛብ ኬእቱን…

ምሉእ ትርጓሜ ኣንብብ ድምጺ፣ ምሉእ ትርጓሜን ብዘይ መስመር ምንባብን

ትርጉማት8 · 5

AMHEVG በዚያም ቀን፦ አቤቱ፥ ተቈጥተኸኛልና፥ ቍጣህንም ከእኔ መልሰሃልና፥ አጽናንተኸኛልምና አመሰግንሃለሁ። አማርኛ ENGNIV In that day you will say: “I will praise you, O Lord. Although you were angry with me, your anger has turned away and y… English BCV በታ መዓልቲ እቲኣ፦ ኦ እግዚኣብሄር! ተቘጢዕኻኒ ኔርካ፤ ግና ቝጥዓኻ ኻባይ መሊስካ ኢኻሞ፥ ኣፀናኒዕኻኒ ኢኻሞ፥ አመስግነካ ኣለኹ። ትግርኛ GAZBIB Yaa saba nana, yeroo sanatti ati, “Yaa Waaqayyo, ati anatti dheekkamtee turte, amma garuu dheekkamsa kee ana irraa deeb… Afaan Oromoo BCV GIZ ወትብል ይእተ አሚረ፦ ኣእኵተከ እግዚኦ እስመ ተመዐዕከኒ ወቀሠፍከኒ ወሜጥከ መቅሠፍተከ ወካዕበ ተሠሃልከኒ። giz GAZGAZ Yaa saba nana, yeroo sanatti ati, “Yaa Waaqayyo, ati anatti dheekkamtee turte, amma garuu dheekkamsa kee ana irraa deeb… Afaan Oromoo BCV aksum በታ መዓልቲ እቲኣ፦ ኦ እግዚኣብሄር! ተቘጢዕኻኒ ኔርካ፤ ግና ቝጥዓኻ ኻባይ መሊስካ ኢኻሞ፥ ኣፀናኒዕኻኒ ኢኻሞ፥ አመስግነካ ኣለኹ። ትግርኛ AMHNIV በዚያን ቀን እንዲህ ትላለህ፤ “እግዚአብሔር ሆይ፤ ቀድሞ ተቈጥተኸኝ ነበር፤ አሁን ግን ከቍጣህ ተመለስህ፤ ደግሞም አጽናንተኸኛልና እወድስሃለሁ። አማርኛ