ተስፋ
13 ፍቕድታት7ትግርኛዳዊ 31:24
24ኣጆኹም፡ ንሱ ድማ ንልብኹም ኬደልድለኩም እዩ እሞ፡ ነቶም ብእግዚኣብሄር ተስፋ ዚገብሩ ዅሎም።
ዳዊ 71:5
5እግዚኣብሄር ኣምላኽ፡ ተስፋይ ንስኻ ኢኻ እሞ፡ ካብ ንእስነተይ ጀሚርካ እምነተይ ኢኻ።
ምሳ 14:32
32እኩይ ብኽፍኣቱ ይባረር፡ ጻድቕ ግና ንሞቱ ተስፋ ይገብር።
ሮሜ 5:3-5
1ኛ ጴጥ 1:3-5
1ኛ ጴጥ 1:21
21ብኣምላኽ በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦን ክብሪ ዝሃቦን ኣሚንኩም። እምነትካን ተስፋካን ኣብ ኣምላኽ ምእንቲ ክኸውን።