ዕዝቦን፣ ኦዝኒ ተባሂሉ እውን ዝተጠቕሰ፣ ካብቶም መስራቲ ነገድ ጋድ ዝኾነ ጋድ ዝወለዶም ደቁ ሓደ እዩ ነይሩ (ዘፍ 46:16፤ዘኍ 26:16)። እስራኤላውያን ኣብ ግብጺ ይነብሩ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን ንጋድ ተወሊዱ። ዕዝቦን ኣብ ነገድ ጋድ ካብ ዝርከቡ ነገዳት ሓደ ዝኾነ ነገድ ኦዝኒያውያን ርእሲ ኮይኑ (ዘኍ 26:16)። ኦዝኒያውያን ብስሙ ዝተሰየሙ ኮይኖም፡ ኣብ ምድረበዳ ሲና ኣብ ዝተገብረ ቍጽሪ ኻብ ዘርኢ ጋድ ተቖጺሮም እዮም (ዘኍ 26:15-18)።
ዕዝቦን
ጋድትግርኛኣብ ግብጽን ኣብ ምድረበዳን ዝነበረ ካብ ነገድ ጋድ ዝኾነ ሰብ ኮይኑ፣ መጀመርያ ዝተጠቕሰሉ ድማ ኣብ ዘፍ.46.16 እዩ።